ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዝርከብ ላይብረሪታት ዝከዉን ዝተፈላለዩ ዓይነት መፃሕፍቲ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 14, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 14, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 1, 2009
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን :ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/ :ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ::
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቁሕት ካብ ኤጀንስን ክፍሊ ዕዳጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 30/2/09 ዓ/ም ጀሚሩ 30.00 ቅርሺ ብምኽፋል ምዉሳድ ይካአል::
3 ናይ ጨረታ መክበሪ ሲፒኦ /CPO/ ብር 3000.00 / ሰለስተ ሽሕ ብር / ከትሕዝ ዝኽእል/ትክእል::
4 እቲ ጨረታ ዕለት 30/2/09 ተጀሚሩ ዕለት 14/3/09 ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይዕፀዉ::
5 ጨረታ ዕለት 14/3/2009 ዓ/ም ሰዓት 9:30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊÂ ወኪላት አብ ዘለዉዎ አብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኽፈት::
6 ነቲ ኣቁሑት አብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዘቅርብ::
7 ቢሮና ዝሐሸ መማረሒ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
8 ተጫረቲ ሰነድኩም ንጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ንክትእትዉ ንሕብር
9 ኣድራሻና ከበቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ ህንፃ አብርሃም ደስታ ቀደማይ ደብሪ::
10 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400177 ደዊልክ መብርሂ ምሕታት ይከኣል::
Â