ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ ኣብ 2009 ዓ∙ም ዘበነ ትምህርቲ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈለላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ፅሬት: መሳርሒ ማይን ኤለክትሪክን :መለዋወጢ አቁሑ መኪና :ቴብል ቴንስን ካልኦትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 23, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 8, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ስለዚ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ፣ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ፣ናይ 2008 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩም ፣ናይ 2009 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም
- ዝርዝር ሰነድ እቲ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 30 ቅርሺ ናከፈልኩም ብምዉሳድ እዚ ምልክታ ብሬድዮ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 23 ጥቅምቲ 2009 ዓ∙ም ሰዓት 8፡ 30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብቲ ኮሊጅ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ከምትክእሉ ይሕብር
- እቲ ጨረታ ዕለት 23 ጥቅምቲ 2009 ዓም ልክዕ ስዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ሽዑንሽዑ ልክዕ ሰዓት 9 ፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብቲ ኮሌጅ ዝክፈት ይከዉን
ንተወሳኪ ሓበሬታ Â ብቁፅሪ ስልኪÂ 0344460062 ወይድማ 0344460065 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል