ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ኣብ ከተማ አላማጣን ን ዘስርሖ ህንፃ ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 12, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 2, 2009
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
ስለዚኣብዙይክወዳደሩዝተደሊዩሕጋዉያንነዚዝስዕብረቆሒእተማልኡንዕድም
- ሕጋዊንግዲፍቃድዘለኩምናይዘመኑዝሐደስኩምንዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
- ናይግብሪከፋሊመለለይቑፅሪቲንናምበርዘለዎዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
- ቫትወይቲኢቲእንተኮይኖምቫትዝተመዝገብኩምሉሰርተፊኬትናይዚወርሒዲክለርዝገበርኩምሉመረዳእታዘይምለስፎቶኮፒዘቅርብ
- መክበሪጨረታብረ3000.00 ስፒኣሕጋዉነቱካብዝተረጋገፀባንኪናብናይጨረታሳንዱቕምሰቲናይጨረታሰነድከእቲዝክእል::
- ጨረታዝጋወሐሉዕለት30/1/2009ዓ/ም ጨረታዝዕፀወሉዕለት11/2/2009ዓ/ም ሰዓት4:00 ተዓሺጉበቲዕለትልክዕሰዓት4:30 ባዕሎምወይሕጋዊወኪሎምኣብዘለዉሉኣብማሕበርመናእሳይትግራይይኽፈት
- ሰነድጨረታንአፈፃፅማእቲገምጋምንካብማሕበርመናእሰይቢሮቑፅሪ14 ፍ/ምም/ር ካብካሸር20 ብርእንኸፈልኩምኣብስራሕሰዓትክተወስዱከምእትከአሉእናገለፅናካብሎሚዕለት30/1/2009ክሳብዕለት11/2/2009ሽም"ኣድራሻፌርማ"ማህተምንብመግባርነዚተባሂሉዝተዳለወሳንዱቅጨረታብዘተዓሸገፖስታናይቢሮቑፅሪ 14 አታዊይግበሩ::
- ኣብዉሽጢ 2ተ ናይስራሕመዓልቲዉዕሊዝኣስርን
- አብዚጨረታከጭበርብርዝሞከረነጋዳይካብጨረታዉጭከምዝከዉንንጨረታመኸበሪዘትሐዞገንዘብናብካዝናኣተዊኮይኑኣብካልኣትጨረታከምዘይሳተፍንብሕጊዉንተሐታቲምኮኑክፈልጥአለዎ
- ልዕሊ 10000 /ዓሰርተሽሕ/ ብርአሸናፊዝኮነነጋዳይ2% ዊዝሆልዲንግዝኸፍል::
- ዉዕሊመክበሪፀኒዑዝፀንሐሉብተከታታሊ30 መዓልቲይኸዉን
- መ/ቤትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብመሉእይኹንብኽፋልናይምሰራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::
መቐለ