ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና መጋየፂ ንብረት ክትዕድግ ስለዝደለየ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 11, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 11, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መስከረም 6, 2019
posted:ቅድሚ ሓደ ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai * ዕላማ ጨረታ፡ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና መጋየፂ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ዘድልዩ ረቛሒታት፡ ናይ 2018 ዓ/ም ዝሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም፣ VAT/VAI ተመዝገብቲ ዝኾኑን ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ዘቕርቡን ክኾኑ ይግባእ።
* መሸጢ ሰነድ ጨረታ፡ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 06/01/2019 ዓ/ም ክሳብ 11/01/2019 ዓ/ም ኣብ ዝሃለወ ኣየር ሰዓት እናመፃእኻ ምውሳድ ይካኣል።
* መዕፀውን መኸፈትን ጨረታ፡ ሳንዱቕ ጨረታ ብዕለት 11/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ፡ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ utሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ይክፈት።

2ይ ጊዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና መጋየፂ ንብረት ክትዕድግ ስለዝደለየ::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::
3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 06/01/2019 ዓ/ም -11/01/2019 ዓ/ም ይከውን::
4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 11/01/2019 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 11/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
6 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
7 VAI ተመዝገብቲ ዝኾንኩም::