ኤጀንሲ ልምዓት ኣብያቲ ከልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ዓይነት መካይን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ንተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 26, 2009
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1ናይዘመኑዝተሓደሰፍቃድንግዲዘለኩም
2 ናይግብሪከፋሊመለሊይቐፅሪ/TIN/
3 ተወሳኪእሴትታክስ/ VAT /ዝተመዝገብኩምመዃንኩም
5 ናይወርሒሓምለ 2009 ዓ/ም ወርሓዊዲክላራሲዮን
6 ኣብናይመንግስቲመቅረብቲዝርዝርዝተመዝገብሉምስክርወረቀትከቅርቡአለዎም
7 ተጫረቲዘይምለስ 50 ቅርሺብምክፋልካብዕለት 25/01/2009 ዓ/ምጀሚሩኣትሒዞምዝርዝርናይጨረታሰነድካብቢሮቁፅሪ 14 ምርካብይኽእሉ
9 እቲጨረታዕለት 9/02/2009ዓምሰዓት 8:00 ተዓፅዩሰዓት 8:30 ይክፈት
10 ተጫረቲናይጨረታዉሕስናብር 5,000 (ሓሙሽተሽሕብር ) ቅድሚጨረታምክፋቱ ብ ሲፒኦወይድማኣብኩነታትዘይተመስረተናይባንኪዉሕስናከቅርብ ኣለዎም
10 ኤጀንሲናዝሐሸመማረፂእነተረኪቡነቲጨረታብክፋልይኩንብምሉአናይምስራዝመሰሉዘተሐለወእዩ
ንተወሳኪሓበሬታብ/ስልኪቁፅሪ 0344418515 ወይድማ 0344418514 ምሕታትይካኣል
ኣድራሻሮማናትሙዚቃቤትወይታደሰሓጎስህንፃፊትለፊት
Â