ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ተሸከረካሪት ክሬን መኪና ታርጋ ቁፅሪ 4-19100 ጎማ ስለ ዝወድኤት ስአን ጎማ ጠጠው ኢላ ስለ ዘላ ንዕኣ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 22, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይገልፅን
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንተሸከርካሪት ክሬን ዝውዕል 4 ብዝሒ "12V120Ah maintenance free sealed Calcium silver battery" ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ከምኡ እውን ናይ ትካል ማሕተምን ፊርማን ከቕርቡ ኣለዎም።
* ተዓዋቲ ዝኾነ ተወዳዳሪ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ፅዒኑ ናብቲ ቤት ፅሕፈት መኻዝን ናይ ምርካብ ግዴታ ኣለዎ።
* እቲ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 22/10/2018 ዓ.ም ክሳብ 24/10/2018 ዓ.ም እንትኸውን፣ ዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344407335 ምሕታት ይከኣል።

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 63 /2018 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ተሸከረካሪት ክሬን መኪና ታርጋ ቁፅሪ 4-19100 ጎማ ስለ ዝወድኤት ስአን ጎማ ጠጠው ኢላ ስለ ዘላ ንዕኣ ግልጋሎት ዝውዕል ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 23326ቐ/መ/ማይ ብዕለት 03/10/2018 ዓ.ም ብአውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተማይ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ፡፡

- ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበረሉ

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

- ተወዳዳራይ ዘነፎ/ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
112V120Ah maintenance free sealed Calcium silever batterypcs04

NB ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃ ወደከስ ዕፋን ምምርን

ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 22/10/2018 ዓ.ም ክሳብ 24/10/2018ዓ/ም

እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት መዘገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335 ምድዋል ይከአል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s