ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንገስቲ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 12, 2018 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 16, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 16, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቑ ፕሮ- 58

ቑዕሪ ዕክንም128 /2-3/1/01

ዕለት-12/10/2018 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንገስቲ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ ትካላት ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1- ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ቲን ናምበር ቫት ተመዝገብቲ እንተዃይንኩም ናይ

ቫት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ምስ ተቕርብዋ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ ብፓስታ ኣሺኩም ንዕለት 16/10/18 ዓ.ም ሰዓት 800 ቀትሪ ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ:: ዝቐረበ - ፕሮፎርማ ዕለት 16/10/18 ዓ.ም ሳዓት 8:30 ቀትሪ ዝኸፈት ምዃኑ ንገልፅ::

2- ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ዝቐረበ ዋጋ ዝፀነዐ ይኸውን 3-ዋጋ ክትመለኡ ከለኹም ስሕተት እንተጋጢሙ አብ ተስተኻኸልዎ ዋጋ ፌርማ ክዓርፎ ኣዎ

4- ስፕሲፌኬሽን ካብ ቤ/ዕ/ት ፕረዚደንት ዳ/ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ር ቑ ክፍሊ 3-18 ብኣካል ምውሳድ ይካኣል

5- ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3/ሓደ/ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ንብረት ከርክብ አለዎ 5 ንዝደለ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0914732577/0914706215 ምሕታት ይካአል

7- ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ መሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ'ዩ:

ዝገድለ ዝርዝር ንብረት No-AHTFB8CD403871762

ናይ መኪና መለዋወጢ chassio MODEL-GUN125L-DNFXHN

ተቑዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1MIRROR ASSY, OUTERY87910-0k741ብቑ1
2COVER, OUTER MIRRORY87915-0k3907
3MIRROR ASSY, OUTERY87940-OkE41ብቑ1
4COVER, OUTER MIRRORY87945-0k390ብቑ1
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s