ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓላፊነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈለላዩ ንብረታት ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 22, 2007 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 17, 2007
posted:ልዕሊ 12 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ናይ ጨረታ ምልክታ

ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓላፊነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈለላዩ ንብረታት ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ ብዙይ ጨረታ ክትሳተፉ እትደሊዩ ሕግን ደንብን ከማልእ ዝክእል ትካልን ዉልቀ ነጋዶን ናይቲ ንብረት ዝርዝር ዝሐዘ ሰነድ ብር 20.00 ዒስራ ቅርሺ ብምእዳግ ንኽትጫረቱ ይዕድም ናይ ጨረታ ሰነድ ምሻጥ ዝጅመረሉ ዕለት 13/ 03/2007 ዓ/ም ስራሕ ሰዓት ናየ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 22 /03 /2007 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 22/ 03/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብምሓዝ አበ ዓይደር ክፍለ ከተማ ቀበሌ 03 ሓሚዳይ መጋዘንን አበ ናይል ኮሌጅ ከባቢ ዝርከብ ናይ ጉና እስፖርት ክበብ በአካል ብምካድ ክርእዩዎ ይግባእ::

ናይቶም ጨረታ ኣቁሑት ዝርዝር ብኽፋል

  1. ኩሎም ዓይነት ጣዉላታት

  2. ረጎደትን ቀጠንትን ጣዉላታት

  3. ዝተፈላለዩ ቁፅሪ ቴንዲኖታት

  4. ባዓል 08 ሚ/ሜ ችፑድን

  5. ባዓል 13 ሚ/ሜ ችፑድን ላሚኔትድን

  6. ባዓል 16 ሚ/ሜ ችፑድን ላሚኔትድን

  7. ባዓል 18 /19 ሚ/ሜ ችፑድን ላሚኔትድን ካልአት ይርከብዎም

  • በዝሒ ዘሎዎም ዝተፈላለዩ ዓይነት ሐደሽቲ ኣልባሳት መሸጣ ሹቅ ጥቃ ባንኪ ይርከብ

  • ኣብ ጥቃ ዝዉዓለ ጣሳታት/ ታኒካታት/

  • በዓል 20 ሊትሮ ጀሪካን

  • ፍራሽ ናይ 90 ሳ/ሜ

  • ፕላስቲክ ወምበር

  • በዓል 3ተ ሊትሮ ጀሊን / ብራኮ / እዝኦም ኣብ ስፖርት ክለብ ይርከብ

  • ዘገልገሉ ኣናእሽተይ ናይ መኪና ጎማ

  • ሓዱሽ ሰራሚክ

  • ዘገልገለ ማዕፆ

  • ናይ ፓርትሽን ጣዉላን ካልኦት 25 ዓይነት ደቀቅቲ ኣቁሑ ይርከብዎም

እዞኦም ኣብ ሓሚዳይ መኸዚን ይርከቡ

ንሐበሬታ ብስልኪ ቁፅርታት

  • 0344- 405745 46 44

  • 0914 70 08 70 / 0914 -729001 / 0914 - 748300

ጨረታ መደብ

s