ቤት ፅሕፈት ጨ/ቤ/ፅ/ል/ከ/ንግ/ኢን ሐደ ማእክል ከተማ ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት 2009 ዓም ነዞም ዝስዕቡ ንብረታት ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 25, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 12, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

አቁሑት ኤለክትሮኒክስ :ቶታል ስቴሽን :ሞተር ሳይክል

4 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጨ/ቤ/ፅ/ል/ከ/ን/ኢን ሐደ ማእከል ቢሮ ቁፅሪ 4 ካብ ዕለት 11 /01 /2009 ዓም ክሳብ 25/01/2009 ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 30/ ሰላሳ/ ከፈሎም ምዉሳድ ይክእሉ

ጨረታ 25 01 2009 ዓም ሰዓ 400 ይዕፆ በቲ ዕለት ሰዓት 430 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347730012

ጨረታ መደብ

s