ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት (ንብረት) ሰለዝደለየት::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 15, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ፕሮፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት (ንብረት) ሰለዝደለየት::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::
3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 15/09/2018 ዓ/ም -18/09/2018 ዓ/ም ይከውን::
4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 18/09/2018 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተለ ብተመሳሳሊ ዕለት 18/09/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈ ዝክፈት ይከውን::
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪበ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
6 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
7 VAI ተመዝገብቲ ዝኾንኩም::