ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓዲግራት ዝስዕብ ዓይነት ንብረታት ከካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 24, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 24, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 10, 2009
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
1 ናይፅሕፈትመሳርሒኣቑሑት
2 ናይኤለክትሮኒክስኣቑሑት
3 ፅሬትአቁሑት
4 ብስክሌትመለዋወጢአቁሑት
5 ህንፃመሳርሒ
5ናይኤሌክትሪክኣቑሑት
6ሳኒተርንህንፃመሳርሒአቁሑት
7 ናይማሽናትመለዋወጢአቁሑት
8 ናይአዉቶአቁሑት
- ናይ 2008 ዓ/ምዝተደሰንግዲስራሕፍቓድማቅረባይነትብተወሳኪድማግብሪከፋላይነትመለለይቁፅሪቲንናይወርሒሓምለ 2008 ዓምዲክለርዝገበርኩመሉመረዳእታብዝተዓሸገፖስታንዑኡተባሂሉናብዝተዳለወናይጨረታሳንዱቅምስሰነድጨረታዝመላእኩምሉዋጋክተእትዉአለኩም
- ናይሕድሕድጨረታሰነድመምርሕንዘይምለስብር 20 ብምክፋልእቲጨረታካብዝተቓለሐሉዕለት9/01/2009ዓምጀሚሩክሳብዕለት 24/01/2009ዓምሰዓት 4:00 ቅደሚቀትሪሰነድጨረታካብኮሌጅቴክኒክንሙያንዓድግራትደጋፊከይዲስራሕዕዳ/ፋይ/ንብ /ምምሕዳርንቢሮቁፅሪ 03 ምዉሳድይከኣል
- ጨረታዝዕፀወሉዕለት 24/01/2009ዓምሰዓት 4:30 ቅድሚቀትሪተዓሺጉብተመሳሳሊዕለትሰዓት 5:00 ድሕሪቐትረሪይክፈት
- ዝርዝርናይጨረታመምርሒምስቲናይጨረታሰነድተታሒዙስለዘሎንዝርዝርጨረታመምርሒካብኡምርዳእይከኣል
- ንዝድለሓበሬታብስልኪቁፅሪ 03 44 45 01 77 ብምድዋልክሓቱይኽእሉ