ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንህፃናት ናይ ዉሽጢ ክፍሊ መምሀሪ ናዉቲ ወይ ድማ ኢንዶር ማተሪያል: ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ቤተ ንባብ ንተምሃሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ወንበርን ዝተፈላለዩ አቁሑት ቢሮን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 23, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 23, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 10, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
- ዝተሓደሰንግዲፍቃድዘለዎም
- መረዳእታመቅረባይነትዝሓዘንመለለዩቁፅሪከፋላይነትግብሪከቅርብዝክእልን
- ተወሳኪእሴትዝተመዝገበ
- ናይወርሒሓምለሒሳብዘወራረድሉመረዳእታ
- ጨረታሰዓራይዉዕሊምስአሰረንፅሕፈትመሳርሒአብ30መዓልቲንህፃናትመምሀሪናዉቲ 45 መዓልቲንንሎትክልተኣብ 45 መዓልቲናብቢሮትምህርቲንብረትዕቀባብናይቢሮትምህርቲበዓልሞያአረጋጊፁዘረክብክከዉንአለዎ
- ተጫራታይዘይምለስ 50 ቅርሺብምክፋልሰነድጨረታምዉሳድይከኣል
- እዚምልክታካብዝወፀሉ9መስከረም 2009ዓምክሳብ23መስከረም 2009ዓምሰዓት 8:00 ብምዉሳድዋጋዝገልፅሰነድክሳብ23መስከረም 2009ዓምሰዓት 8:30 ኣብቢሮትምህርቲ 1ይደብሪፈፃሚዕደጋኣብዝተዳለወሳንዱቅጨረታምእታዉይከኣል
- እቲጨረታ23መስከረም 2009ዓምሰዓት 8:45 ተዓሺጉበቲዕለትሰዓት 9:00 ኣብቢሮትምህርቲክልልትግራይፈፃሚዕደጋይክፈት
- እቲቢሮዝሓሸኣማራፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ።
ንተወሳኪሓበሬታብቁፅርታትስልኪ 034440347ወይድማብምድዋልይኩንብኣካልብምቅራብምሕታትይከኣል
Â