ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ቦይለር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 6, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 6, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጉንበት 3, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
* ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ 07 ብሳምፕል መሰረት ዝኾኑ ኤሌክትሪካል ቦይለራት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታን ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ (TIN) መረጋገፂን ከቕርቡ ኣለዎም።
* ጨረታ ካብ ዕለት 03/09/2018 ዓ/ም ክሳብ 05/09/2018 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ኣየር ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ኣብ ዕለት 06/09/2018 ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ይኸፈት።
* ተወዳደርቲ ሰነዶም ብፖስታ ኣሺጎም ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ከእትዉ ዝኽእሉ ኮይኖም፣ ዘሸነፈ ኣካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣብ ሓፂር መዓልቲ ንብረት ከቕርብ ግዴታ ኣለዎ።

ን 2ይ ግዘ ዝወፀ 

ናይ ወርሒ ግንቦት 2018 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ቦይለር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።

1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝሓደስኩም፣

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Specification/መለክዒ /Unit/በዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
1ቦይለርኤሌክትሪካል ብሳምፕል መሰረትቁፅሪ07

➢ እንክተሎም መምርሒ:

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ዕለት 03/09/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/09/2018 ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 06/09/2018 ዓ.ም ሰዓት 03፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ክቕርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8.እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል:: ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ

ጨረታ መደብ