ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ መድሓኒት ናይ እንስሳብ ፕሪፈፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 26, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai * ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ዝተፈላለዩ ናይ እንስሳታት መድሓኒታትን ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተጫረትቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ መኽፈሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN)፣ ሕጋዊ ደረሰኝ ከቕርቡ ዝኽእሉን ዘቕርብዎ ንብረት እንተነኣሰ ናይ ሓደ ዓመት ኣገልግሎት ዘለዎን ክኸውን ኣለዎ።
* እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/07/2018 ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ፡ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ኣብ ቓላሚኖ ይኽፈት።
* ሰዓራይ ዝተበህለ ተጫራቲ ምልእኽቲ ምስ በፅሖ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ናብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ከቕርብ ግዴታ ኣለዎ።

ምልክታ ፕሮፎርማ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ መድሓኒት ናይ እንስሳብ ፕሪፈፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት
➢ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
➢ ናይ ግብሪ መኽፈሊመለለዪ ቁፅሪ (TIN) መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል
➢ ሕጋዊ ናይ ቅብሊት ደረሰኝ ከቅርብ ዝኽእል
➢ እቲ ዘቅርቦ ንብረት እንተነኣሰ ናይ ሓደ ዓመት መጥቀሚ ግዘ ዘለዎ
➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/07/2018 ድ/ሰዓት 8:00 ተዓዕዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቓላሚኖ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉይኽፈት
➢ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝመሰሉ ዝተሓለወ እዩ
➢ ጨረታ ሳዓራይምኻኑምስተነገሮ ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ከቕርብዝኽእለ
➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ከም ውዕል የገልግል
| ተቁ | ዓይነት ኣቅሓ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Penstrip | Pcs | 6 | Holand | ||
| 2 | Yz ox 20% | Pcs | 5 | |||
| 3 | Diciofenal | Ampul | 50 | |||
| 4 | Ringers lactot | Pcs | 4 | 1000 cc | ||
| 5 | Normal saline | PCs | 3 | 1000 cc | ||
| 6 | Dextrose (glucose) | Pcs | 3 | 500 | ||
| 7 | Dextrose 40% | Pcs | 3 | 20 ml | ||
| 8 | Surgical Blade | Pkt | 1 | Medium | ||
| 9 | Syringe | Pcs | 10 | 20ml | ||
| 10 | Syringe | Pcs | 10 | 10ml |
Tell +251 348 99 04 23