ሓፋሻዊ ሆስፒታል ኲሓ ዝተፈላለዩ መድሓኒታት ንፕርፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 21, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ፕሮፈርማ
>
| ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት መድሓኒት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ||||||
| 1 | Cipro +Dexa-0.3% +0).1 % eye drop of 10ml | BT | 1000 | ||||
| 2 | Povidone lodine -soln of 500 ml | BT | 20 | ||||
| 3 | Dextrose-40% in 20ml-lv Infusion of 5 | Vial | 150 | ||||
| 4 | Prednisolone-5mg- Tablet of 100x10 | PAC | 10 | ||||
ንትካልና ኩሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት ንምግዛእ ስለዝደለየ ካብ ዕለት 21/07/2018 ዓ.ም ክሳብ 23/07/2018ዓ.ም ሰነድ ፕሮፈርማ ንክትወስዱ ንዕድም።
ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ተዘሪዝሮም ኣለዉ ።
1. ንግዲ ፍቃድ ናይ 2018 ዝተሓደሰ ።
2. ቲን ናምበር ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክትቕርቡ ትኽዕሉ።
3. ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክትቀርቡ ትኽዕሉ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን 21/07/2018ዓ/ም ክሳብ 23/07/2018ዓ.ም
4. 3 ስዓት ተዓፂዩ 3.30 ይኸፈት።
5. እቲ ፕሮፈርማ _ ኣብ ቁፅሪ 44 ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር መፂኢኽም ንኽትወስዱ ንዕድም።
6. እቲ ፕሮፈርማ ከም ዉዕሊ ይሕሰብ
7. እቲ ፕሮፎርማ እንተዘይ ተስማሚዕሉ ሙሉእ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። 8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0914486195/0914008094/ ምሕታት ይከኣል።