ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማ ክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 14, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
* ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 5 ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማታት (ፓርት ናምበር M755) ክትዕድግ ጨረታ ኣውፂኣ ኣላ።
* ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም፣ VAT ተመዝገብቲን ፅርየቱ ዝሓለወ ንብረት ዘቕርቡን ክሆኑ ኣለዎም።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ብ100 ቅርሺ ብምግዛእ፣ ናይ ጠቕላላ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ምስ ሰነድ ምቕራብ ኣድላይ እዩ።
* ሰነድ ጨረታ ካብ 14/07/2018 ዓ/ም ክሳብ 21/07/2018 ዓ/ም ዝሽየጥ ኮይኑ፤ ጨረታ ብ21/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ መዓልቲ ሰዓት 4:30 ኣብ ቀበሌ 15 ዋና ቤት ፅሕፈት ይኽፈት።


ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማ ክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት CDO ከትሕዝ ዝክእል::

3 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 100 ቅርሺ(ሚኢቲ ቅርሺ)፡፡

4 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

5 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 14/07/2018 ዓ/ም 21/07/2018 ዓ/ም ይከውን::

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 21/07/2018ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 21/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 4;30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

8 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምው

9 VAT ተመዝገብቲ ዝኮንኩም::

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዓቀኒበዝሒፓርት ናምበርናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማቁፅሪ05M755 

ጨረታ መደብ