ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ንምምሃር ምስትምሃ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኤለክትሮኒክስ: ዕጥቅታት ስፖርት :መሳርሒ መለዋወጢ መኪናን: መሳርሒ ሙዚቃን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 13, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጳጉሜን 4, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ስለዚ ንነፍስወከፍ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወዳደርቲ ንጨረታ ዘድልየኩም መረዳእታ ኩሉ ብምትሓዝ ክትጫረቱ ይዕድም
እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ክፍሊ ዕደጋ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ናይቲ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 13 መስከረም 2009 ዓ ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጠረታ ኣታዊ ክገብሩ ይክእሉ
እቲ ጨረታ 13 መስከረም 2009 ዓ ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲን ተዓዘብትን ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ይክፈት
እቲ ኮለጅ እቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347713565/0914787925 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል