ምልክታ ፕሮፎርማ
1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ሰክተራት ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዋዳደር ይክእል ።
| ተ.ቀ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላዋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1. | ፅሬት 2018 | ||||||||
| 1 | ኤር ፍሬሽ | ቀዳማይ ደረጃ | 49.00 | ቁፅሪ | |||||
| 2 | ፋሊት ናይ ነብሳት መቅተሊ | ሮች ኪለር | 21.00 | ቁፅሪ | |||||
| 3 | ሶፍት ዓብይ ማምኮ ወይ ተመሳሳሊ/ብራቮ | ቀዳማይ ደረጃ | 79.00 | ቁፅሪ | |||||
| 4 | በኮፓ መወልወሊ ብዙሕ ፈትሉ | ቀዳማይ ደረጃ | 27.00 | ቁፅሪ | |||||
| 5 | መኮስተር እስኮፓ ፕላሰቲክ | ቀዳማይ ደረጃ | 32.00 | ቁፅሪ | |||||
| 6 | እስፖንጅ መወልወሊ ዓብይ | ቀዳማይ ደረጃ | 17.00 | ቁፅሪ | |||||
| 7 | ሳሙና በዓል 80 ግራም | ቀዳማይ ደረጃ | 27.00 | ቁፅሪ | |||||
| 8 | ኦሞ በዓል 200 ግራም | ቀዳማይ ደረጃ | 66.00 | ብጥቅላል | |||||
| 9 | መኮስተር ላካ | ቀዳማይ ደረጃ | 4.00 | ቁፅሪ | |||||
| 10 | ኣጃክስ ዓብዪ | ቀዳማይ ደረጃ | 22.00 | ቁፅሪ | |||||
| 11 | ፈሳሲ ሳሙና በዓል 1 ሊትሮ | ቀዳማይ ደረጃ | 5 | ቁፅሪ | |||||
| 12 | ሳሙና ሜዲካም /ላይፍ ቦይ | ቀዳማይ ደረጃ | 20.00 | ቁፅሪ | |||||
| 13 | ሰትራሾ | ቀዳማይ ደረጃ | 5.00 | ቁፅሪ | |||||
| 14 | ሳሙና200 ግራም | ቀዳማይ ደረጃ | 12.00 | ቁፅሪ | |||||
| 15 | መወልወሊ ኮበርታ | ቀዳማይ ደረጃ | 26.00 | ቁፅሪ | |||||
| 16 | በራኪና ብዓል 3ዐዐርር | ቀዳማይ ደረጃ | 10.00 | ፖኬት | |||||
| 17 | በራኪና ብዓል 80ዐርር | ቀዳማይ ደረጃ | 8.00 | ቁፅሪ | |||||
| 18 | ኣልኮል እሹግ 1 ሌትር 1000 ሲሲ | ቀዳማይ ደረጃ | 20.00 | ቁፅሪ | |||||
| 19 | ፎጣ20*20ሳ.ሜ ንእሽተይ | ቀዳማይ ደረጃ | 22.00 | ቁፅሪ | |||||
| 20 | ፎጣ50*50ሳ.ሜ ንእሽተይ | ቀዳማይ ደረጃ | 10.00 | ቁፅሪ | |||||
| 21 | ጋንቲ ናይ ኢድ ፕላስቲክ ፀሊም | ቀዳማይ ደረጃ | 20.00 | ፅምዲ | |||||
| 22 | ጋንቲ ናይ ኢድ ፕላስቲክ | ቀዳማይ ደረጃ | 6.00 | ፅምዲ | |||||
| 23 | ባልዲ በዓል 20ሌትሮ ጎማ ፕላስቲክ | ቀዳማይ ደረጃ | 17.00 | ቁፅሪ | |||||
| 24 | ጆክ ናይማይ መቅድሒ በዓል | ቀዳማይ ደረጃ | 2.00 | ቁፅሪ | |||||
| 25 | ናይ ሽንትቤት መሕፀቢ | ቀዳማይ ደረጃ | 10.00 | ቁፅሪ | |||||
| 26 | ብሩሽ ናይ ሽንት ቤት | ቀዳማይ ደረጃ | 3.00 | ቁፅሪ | |||||
| 27 | ናይ ሽንቲ ቤት | ቀዳማይ ደረጃ | 19.00 | ቁፅሪ | |||||
| 28 | ናይ ሽንት ቤት | ቀዳማይ ደረጃ | 14.00 | ቁፅሪ | |||||
| 29 | ዝተሰፈየ1ሜብ2ሜ | ቀዳማይ ደረጃ | 2.00 | ቁፅሪ | |||||
| 30 | ናይ ጉሓፍ | ቀዳማይ ደረጃ | 10.00 | ቁፅሪ | |||||
| 31 | ጎማ | ማኣከላይ | 2.00 | ቁፅሪ | |||||
1. በቲ ዘርፍ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 07/07/2018 ዓ/ም ክሰብ ዕለት 09/07/2018 ዓ/ም እሰካብ 11.30 ሰዓት ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 10/07/2018ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን ይከውን፡
3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።
4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዪ።
5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእልን ።
6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
7. ንብረት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓለወ ዘየረከበ መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር፡፡
8. ኣድራሻና_ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ G' ንርከብ
9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና 03 42 40 15 95 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ::
ሽም --- ፊርማ
ዕለት---
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም
ፊርማ
ዕለት-
ድሕሪት