ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ( Sanitation Materials) ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai* ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ VAT፣ TIN ከምኡ እውን ፍቓድ ዘለዎ ናይ እቶት ቅብሊት ዘለዎም ኮይኖም፣ ናይ ጨረታ ሰነድ ብ200 ብር ካብ ቢሮ ቁፅሪ 607 ክወስዱ ይኽእሉ።
* ተጫረቲ ካብ ዘቕረብዎ ጠቕላላ ዋጋ 2% ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ ብሕጋዊ ሲፒኦ (CPO) ጥራሕ ከትሕዙ ኣለዎም።
* ጨረታ ካብ 07/07/2018 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ 22/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 5:00 ቅ.ኣ ዝፀናሕ ኮይኑ፣ በቲ ዝዕፀወሉ ዕለት (22/07/2018 ዓ.ም) ሰዓት 9:00 ድ.ኣ ይኸፈት።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ፣ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ማሕተም፣ ዕለትን ፊርማን ክህልዎ ዝግበኦ ኮይኑ፣ ትካል ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ё ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ጨረታ ምልክታ
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ( Sanitation Materials) ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ። ስለዚ ክትጫረቱ አትደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ መሰረት ክትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኹም ንሕብር።
እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ መሰረት ክትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኹም ንሕብር።
1. ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ተጫረቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 607 /200.00/ ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዶክመንት ክውስዱ ይኽእሉ፡፡
2. ተጫረቲ ንግዲ ፍቓድ ዝተመዝገብሉ ናይ ቫት ሴርቲፍኬት፣ ቲን ቁፅሪን፣ ንግዲ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ምካንኩም መረጋገፂ ሙሉእ ደኩመት ከተቕርቡ ትከእሉ ሓዱሽ ቅብሊት ብሚኒስትሪ እቶት ፍቃድ ዝተሓተመ ዘለኩምን ፡
3. ተጫረቲ ካብ ዘቕረብዎ ጠቕላላ ዋጋ 2% ስልተ ካብ ሚኢቲ/ ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ ኣለዎም፡፡
4. ተጫረቲ ዝጫረተሉ ሰነድ ብዝተኣሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ማለት 07/07/2018 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ 22/07/2018 ዓ.ም አዮ ። እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/07/2018 ዓ.ም ልከዕ ሰዓት / 5፡00 / ናይ ንጉሆ ይከዉን :: ስለዚ ናብ ማረት ቤት ፅሕፈት ኩሉ ጊዜ አብ ስራሕ ስዓት እናመፁ ሰነድ ጨረታኦም ክገዝኡ ይኽእሉ፡፡
5. ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 22/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 9:00 አብ ማረት ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይክፈት፡፡ ከምኡዉን ዶክመንት እንድሕር ተማሊኡ ንከፍት ምካኑ ንሕብር ።
6. እቲ ዝተዉሃበ በዝሒ ግዕ ናይ ጨረታ ሰነድ ገንፂልካ ምትራፍ ኣይፍቀድን እቲ ዝመላእኩምዎ ጨረታ ሰነድ
ቁቡል ከምዘይንገብሮ ነፍልጥ፡፡
7. ሕድ ሕድ ገፅ ማሕተም ፡ ዕለት ፊርማን ክህልዎ አለዎ ከምዐኡ ድማ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝትመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን።
8. ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል (Specifcation) ምስራዝ ኣይከኣልን።
9. እቲ መእዘዚ ሰነድ ድማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል።
10. እቲ ድርጅት ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨሪታ ብሙሉእ ኾነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡