ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ዋንነት ዝኾነት ባክሎደር ተበላሽያ ጠጠው ኢላ ስዘላ ንዓኣ ዝኸውን ንፅገና ዝውዕል ሰፔር ፓርት አቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይገልፅን
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 31/2018

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ዋንነት ዝኾነት ባክሎደር ተበላሽያ ጠጠው ኢላ ስዘላ ንዓኣ ዝኸውን ንፅገና ዝውዕል ሰፔር ፓርት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ. ቁ 23089 ቐ/መ/ማይ ብዕለት 16/06/2018 ዓ.ም ብ አውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተማይ ተዓዲጉ ንክቀርብ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

✓ ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

✓ ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

✓ ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

✓ -እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

✓ ተወዳዳራይ ዘሸነፎ/ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ::

ተ/ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Tire Tubless 16,9-28 14 Ply Rating Tubless 156A8,Max.load 4000kgs, AT43psi(296ps),40KM/H Ind80pcs01

NB.

➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃንሕብር። 

➢ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 1/07/2018 ዓ.ም ክሳብ 3/07/2018.

➢ እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት መአዘጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407335 ምድዋል ይከአል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s