ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ መኪና ባትሪ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 27, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 27, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 24, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
* ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ 4 ፍሬ ናይ መኪና ባትሪ (Maintenance free battery 12V 200AH) ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን (TIN)፣ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ከምኡ እውን ዋጋ ብቫት/ቲኦቲ ምዃኑ ብንፁር ብምግላፅ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ ኣለዎም።
* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 24/06/2018 ክሳብ 26/06/2018 ዓ.ም ሰዓት 11:00 እዩ።
* እቲ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 27/06/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:00 ይኸውን።

ፕሮፎርማ ምልከታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ መኪና ባትሪ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪታረቁዓይነት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
381241Maintenance free battery

12 200AH

pcs4

_ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን ቲን ናምበርን ቫትን ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክትሕሓዝ ኣለዎ። 

_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት /ቲኦቲ /ዘለዎን ዘይብሉን ምኻኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ፡፡

_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት (ኣቕሓ ) ክህብ ኣለዎ።

_ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክምፅእ ኣለዎ ።

_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 24/06/2018-26/06/2018 ዓም ክሳብ ሰዓት 11:00 እዩ ::

_ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 27/06/2018 ሰዓት 3:00 ይኸዉን ።

_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፊል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።

_ ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይካኣል። ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም አብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕንl

ጨረታ መደብ