ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ዘስርሆ ዝሎ ህንፃ G+10 ላስትራ መስተዋትን ግራናይትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ የካቲት 16, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai ● ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ንህንፃ G+10 ዝኾኑ ላስትራ፣ መስተዋትን ግራናይትን ብጨረታ ክገዝእ ስለዝደሊ፤ ተጫረቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድ፣ VAT/TOT ተመዝገብትን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለዎምን ክኾኑ ይግባእ።
● ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ፣ ናይ ጨረታ መኽበሪ (CPO) ናይ ጠቕላላ ዋጋ 2% የድሊ።
● ጨረታ ካብ የካቲት 16/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ የካቲት 24/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ብተመሳሳሊ ዕለት የካቲት 24/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸፈት።
● ትካል ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሓለወ እዩ (ንተወሳኺ ሓበሬታ፡ 0914729028)።

ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ
ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ዘስርሆ ዝሎ ህንፃ G+10 ላስትራ መስተዋትን ግራናይትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ስለዝኾነ ፡
● ናይዚ ዓመት ንግድ ፈቃድ ዘሐደሰ።
● VAT/TOT ተመዝጋቢ ዝኾነ
● ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ።
● ናይቲ ጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2% ብሲፒኦ ብምስራሕ አብ ዝተአሸገ ፖስታ 16/6/201 አካቲቱ ከቅርብ አለዎ።
● አብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00(ሚኢቲ ቅርሺ) ብምክፋል ካብ ገንዘብ ቤት ክወስድ ይኽእል።
● እቲ ጨረታ ካብ የካቲት 16/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ የካቲት 24/2018 ዓ/ም እስካብ ሰዓት 3፡00 ዝፀንሕ ይኸውን።
● እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት የካቲት 24/2018 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኸውን፣ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብዝተረከብሉ ይክፈት።
ንተወሳኪ መብራህርሂ 0914729028
መተሓሳሰቢ
ትካልና ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይም ብምሉእነት ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።