ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ስፍሓቱ 93.30 ዝኾነ ብጨረታ ንክሽየጥን መበገሲ ዋጋ ብር 22,000,000.00 (ዒስራን ክልተን ሚልዮን ብር) ስለዝተደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም የካቲት 14, 2018
posted: ቅድሚ 8 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25%
bidding: search status closed
ናይ ጨረታ ምልክታ
ኣፈ/ኸሳሲ፦
ኣይተ ሚኪኤለ ጌታቸው ኣ/ሻ፦ ከተማ መቐለ
ኣፈ/ተኸሰስቲ፦
1. ወ/ሮ ኣወጣሽ ካሕሳይ ኣ/ሻ፦ ከተማ መቐለ
2. ወ/ሮ ኣሰፉ ካሕሳይ ኣ/ሻ፦ ከተማ መቐለ
3. ኣይተ ሄኖክ ሃፍቱ
ኣፈ/ጣልቃ ኣተውቲ፦
1. ኣይተ ዳኒኤል ሃፍቱ
2. ወ/ሮ ሜላት ሃፍቱ
3. ኣይተ ብሩክ ተስፋይ
ኣብ ሞንጎኦም ብዝነበረ ናይ ውርሲ ሃፍቲ ክትዕ ኣመልኪቱ ብሽም ኣፈ/ኸሳስን ኣፈ/ተኸሰስትን ጣልቃ ኣተውትን ዝፍለጥ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1 ወያነ ጣብያ ሰላም ብመዋሰኒ ብምብራቕ ዓሊ መሓመድ፣ ብምዕራብ መንገዲ፣ ብሰሜን ዓሊ መሓመድ፣ ብደቡብ መንገዲ፣ ዝዋሰን ስፍሓቱ 93.30 ዝኾነ ብጨረታ ንክሽየጥን መበገሲ ዋጋ ብር 22,000,000.00 (ዒስራን ክልተን ሚልዮን ብር) ስለዝተደለየ ንክጫረት ዝደሊ ንክጫረትን ዝሰዓረ ድማ ናይቲ ዝሰዓሮ መጠን ኣቐዲሙ 25 % ንክክኸፍል ዝኽእልን እቲ ዝተረፈ ድማ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ኸፊሉ ዝክእል ንጫረትን ናይ ጨረታ ዕለት ድማ ዕለት 15/06/2018 ዓ/ም ካብ ሰዓት 3፡00 – ሰዓት 6፡00 ዘሎ ንክጫረት ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣዚዙ ኣሎ። ናይ ጨረታ ውፅኢት ብቲ ዕለት ንሰዓት9፡00 ንክቀርብ ተኣዚዙ ኣሎ ።