ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ካብ ለከታትት 10 ክሳብ 25 /2018 ዓም ንመንበርን ንግድን ሆቴልን ጠቅላላ 150 ቦታታት አወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላለፍ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 26, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 11, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1ንጨረታ ዝከቅርቡ ዝርዝር ቦታታት ኣብ ክፍለ ከተማታት ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ከምእዉን ኣብ መርበብ ሐበሬታ ኣብ facebook page mekelle city communication affarias ከምእዉን facebook .com/dimtsyweyan ምርኣይ ይከኣል

2 ካብ መጋቢት 04/2018 ዓም ጀሚርኩም ናይ ተወዳደርቲ ጨረታ ናይ መወዳአታ ወይም ዉፅኢት ብምልክታ ወይድማ ኣብ መርበብ ሐበሬታ ከምትክእሉ ንሕብር

3 ጨረታ 25/6/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ብፅባሒትኡ 26/6/2018 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደራ መሬት ከተማ መቐለ ኣዳራሽ ናይ ከምፒተር ምንባብ ስርዓት ይካየድ

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ኣይግደድን

ጨረታ መደብ

s