ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማ ክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 6, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
* ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 5 ቁፅሪ ብርጅስቶን ናይ መኪና ጎማ (ፓርት ናምበር M755) ንምዕዳግ ን3ይ ጊዜ ዘውፅኦ ጨረታ እዩ።
* ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ VAT ምዝገባ ሰነድን ፅርየቱ ዝሓለወ ንብረት ዘቕርቡን ክኾኑ ኣለዎም።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ 100 ቅርሺ ብምኽፋል ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ፣ ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% CPO ብባንኪ ዝተረጋገፀ ምትሓዝ የ his requirement::
* ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 06/06/2018 ዓ/ም እስከ 12/06/2018 ዓ/ም ዝሽየጥ ኮይኑ፣ ሳንዱቕ ጨረታ ኣብ 12/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ይክፈት።

Date 06/06/2018

ን3ይ ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማ ክትዕድግ ሰለዝደለየት:: ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2. ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት CPO ከትሕ

3. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 100 ቅርሺ(ሚኢቲ ቅርሺ) :

4. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

5. ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 06/06/2018 ዓ/ም –12/06/2018 ዓ/ም ይከውን::

6. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 12/06/2018ዓ/ም ልክዕ 4;00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 12/06/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

8. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምው

9. VAI ተመዝገብቲ ዝኮንኩም::

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዓቀኒበዝሒፓርት ናምበርናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማቁፅሪ05M755 

ጨረታ መደብ