ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለን ከባቢኣን ዝረከቡ ዝተፈላለዩ ቦታታት ወይ ፕሮጀክታታት ናይ ሐለዋ ስራሕ ሕጋዊ ፈቃድን ልምድን ዘለዎም ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 4, 2018 2:35 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 4, 2018
posted: ቅድሚ 8 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ስለዚ አብ ጨረታ ክተሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ ዝርዝር ቦታታት ከተማልዎኦም ዝግብኡ ረቆሒታታት ዝሐዘ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ካብ ዕለት 05/06/2018 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 04/07/2018 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 500 ቅርሺ እንከፈሉ ላጪ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ክትወስዱ ነፍልጥ