ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 6, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 3, 2018
posted: ቅድሚ 8 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ፕሮፎርማ
ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ተከዘ ኳዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓ/ዝ/ው/ማ ማረት ሓዱሽ ህንፃ 5ይ ደብሪ ኣብ ዝርከብ ቢሮና እናመፃኹም ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ብዘርፉ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡
3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾይንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ
4. ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ዘይሓወሰን ምዃኑ ብግልፂ ብዝርዝር ክቕመጥ ኣለዎ፡፡
5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡።
6. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐለ ግዜ 3/6/2018 ዓ/ም - 5/6/2018 ዓ/ም ይኸውን
7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቫ፤ 0948466283 ወይ 0914753135 ምርካብ ይከአል
| +/ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | Bush Leaf Spring Uppeer | 90385-18019 | Pcs | 4 | |||||
| 2 | Bush Leaf SpringLower | 90385-18020 | Pcs | 4 | |||||
| 3 | Bush Leaf Spring RR | 90389-14004 | Pcs | 2 | |||||
| 4 | Bush Upper Arm | 48635-26010 | Pcs | 1 | |||||
| 5 | Bush Lower Arm | 48061-35011 | Pcs | 4 | |||||
| 6 | End Sub Tierod LH | 45046-69135 | Pcs | 1 | |||||