ቤት ፅሕፈት አጠቃቀማ ምምሕዳር መሬትን ካደሰተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅመ መሬት ከተማ ሸራሮ በጀት ዓመት እዚ ሽድሽተ ግዜ ከጫርት ካብ ዝሓዞ ንሳልሳይ ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከማሓላልፍ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 1, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት
  • መሬትን ሊዝን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብመደበኛ ጨረታ ፈላማይ ንድርጅት ግልጋሎት ዝዉዕሉ 71 ቦታታት ካልኣይ ንመብሪ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 41 ቦታታት ብጠቅላላ ድምር 112 በዝሒ ቦታታት እዚ ጨረታ ብሚድያ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብዉሽጠ ናብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቀማ ምምሕዳር መሬትን ካደሰተርን ክይዲ ስራሕ አጠቃቅመ መሬት ከተማ ሸራሮ እንዳመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትገዝኡ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ አድላይ ዘበለ ደኩሜንት ብምምላእ ናብ ፖስታ ዓሺግኩም ብምእታዉ ክትጫረቱ ክነፍልጥ ንፈቱ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s