ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2009 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ፡ሳኒተሪን ቡንባን አቁሑትን: አዉቶ መካኒክስ፡ ኤለክትሪክሲቲ ፡ኤለክትሮኒክስ ወይ ብሮድካስት ፡ጋርመንት ፡መሳርሒ ፅሕፈት፡ ፅሬት አቁሑ :ኮምፒተርን ኮምፒተር አክሰሰሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ነሓሰ 23, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ስለዚ ኣብዚ ዝወዳደር ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ ከማልኡ አለዎም
1 ብዘይካ ናይ ጋርመንትን ካልኦት ዝተረፉ መሳርሕታት ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክኮኑ ይግባእ
2ናይ ወርሒ ሓምለ 2008 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘለዎም
2 ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን/ ታክሲ መኽፈሊ ቑፅሪ /TIN NO መቕረባይነት ከቕርብ ዝኽእል::
ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋዉሐሉ ካብ ዕለት 19/12/ 2008ዓ/ምÂ ክሳብ ዕለት 4/13/2008ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ዘይምለስ 50 ብር/ ሓምሳ ብር/ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዓድግራት ፖ/ቴ/ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 12ተ ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ እናዳዓደምና ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 4 /13/2008 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ.ስ ኮይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 4/13/2008 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት ምዃኑ ንገልፅ::
ንተወሳኪ ዝርዝር ሐበሬታ ስቁ 03 44 45 21 74 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል