በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደርያ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ፕሮፎርማ ምልክታ

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደርያ ብፕሮፎርማ ምልከታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ተቁዓይነት ንብረትስፐስፊኬሽንመዐቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋድምር ዋጋ
1ጎማ መኪና ምስ ካላመደሪያ
7.50*16 12 PR
ቑዕሪ 05
2ኮምፑተር ማውዝገመድ ዘይብሉ Wiress/ ንእሽተይ ሳይዝቑፅሪ10
ጠቕላላ ድምር

መምርሒ

1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደሱ

2. ናይ 2018 ዓ/ም መቕረባይነት ዘሓደሱ

3. ቲን ነምበር ዘለዎም

4. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 24/04/ 2018ዓ/ም

5. ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/ 04/2018 ዓ/ም ሰዓት 3.30 ቕድሚ ሰዓት

6. ፕሮፎርማ ዝኸፈሉ ዕለት 27/ 04 /2018 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ቕድሚ ሰዓት እዚ ፎርማ ከም ውዕል ኾይኑ የገልግል

7. ዘይተማልኣ ፕሮፎርማ ውድቒ ይኸውን

8. ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ በቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፐስፊኬሽን መሰረት የቕርብ

9. ካብቲ ዝተገለፀ ሰፔስፊኬሽን ወፃኢ ካሊእ መማረፂ ዘይንቅበል ምኻና ነፍልጥ

10. እቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን

11. ሳዓራይ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ሸፍኑ ንብረት ናብ ቤት ዕዮና የቕርብ

ንተወሳኺ ሓበሬታ፡- በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢን ለዉጢ ነባሪ ኣየርን ቢሮ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕ ይከኣል ::

_ ኣድራሻና እንዳ ገብርኤል ትራክ መብራህቲ ውርድ እልካ ስቁ 0342414054

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s