ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይናይ መኪና ንብረት ክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2018
posted: ቅድሚ 10 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይናይ መኪና ንብረት ክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ:

3. ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 22/04/201 ዓ/ም -24/04/2017 ዓ/ም ይከውን::

4. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 24/04/20 ብተመሳሳሊ ዕለት 24/04/2018 ዓ/ም ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ 4;30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

5. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

6. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

ጨረታ መደብ

s