ክፍሊ ዕደጋ ግምባር ሰሜን ምብራቅ ን 2018 ዓም በጀት ዓመት መኪና መለዋወጢ ጎማ ባትሪን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 25, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ታሕሳስ 20, 2018
posted: ቅድሚ 10 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 400000 ብር
bidding: search status closed
1 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት ማለት እዉን ቲን ናምበር ክተቅርቡ አለኩም
3 ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም
4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ሰርተፊኬት ዘለኩም
5 ወርሓዊ ሪፖርት ዝገበርኩም ክትሳተፉ ይዕድም
6 ስፒኦ መክበሪ ጨረታ 400000 ብር አዩ
7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ዝሐዘ ብር 200 ብምክፋል ኩሉ ግዝ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ግምባር ሰሜን ምብራቅ ዓዳሐዉሲ ዝርከብ ቢሮ ጨረታ ፃዊዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 17/4/2018 ዓም ክስብ 25/4/2018 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ ክትወዳደሩ ንዕድም
8 እዚ ጨረታ 25/4/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፀዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት
9 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ