ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ንሰብ ሞያ ማንጃ ፍቃድ ሞተር ሳይክል ንምውፃእ ከውፅእ ብፕሮፎርማ ሜላ ዕዳጋ አወዳዲሩ ክትወዳደሩ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2018
posted: ቅድሚ 10 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ምልክታ ዋጋ መ ቅረቢ ፕ ሮ ፎ ርማ ቁፅሪ 05/2018ዓ.ም

ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ንሰብ ሞያ ማንጃ ፍቃድ ሞተር ሳይክል ንምውፃእ ከውፅእ ብፕሮፎርማ ሜላ ዕዳጋ አወዳዲሩ ክትወዳደሩ ይደሊ። በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ብክብሪ ይዕድም :-

❖ ናይ2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፋቀድ ዘለኩም ።

❖ ኣብ ናይ2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ብቅዓት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ።

❖ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (Tax identification Number) ዘቐርቡ ተወዳደርቲ ።

❖ ነቶም ኣብላዕሊ ዝተጠቐሱ ረቑሓታት እተማልኡ ተወዳደርቲ መረዳእታኹም ፎቶ ኮፒ ገይርኩም ዋጋ መሊእኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት15/04/2018ዓ.ም ክሳብ ዕለት 20/04/2018ዓ.ም ሰዓት 11:30 ናይ ምሸት ኣብ ዘሎ ጊዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓዉልቲ ኣብ ዝርከብ ኣብ ከባቢ ፕላኔት ሆቴል ፊት ንፊት ዘሎ ሰናይ ዘበን ዝርከብ ህንፃ 2 ደብሪ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ቢሮ ቁፅሪ 10 ኸተቕርቡ ንዕድም፡፡

❖ ዝልእኹምዎ ዶኩመንት ብንፁር ብዝረኣየሉ መንገዲ ኮፒ ገይርኩም ክተታሓሕዙ ኣለኩም ።ብንፁር እንተዘይተራእዩ ግን ካብ ዉድድር ወፃኢ ከም ዝኸውን ነፍልጥ፡፡

❖ ፕሮፎርማ አሸነፊ ምስ ተፈለጠ ውዕሊ አብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ክአስር ዝክእል ።

❖ እቲ እትመልእዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ እንተናአሰ ፕሮርማ ካብ ዝተካፈተሉ 7' ናይ ስራሕ ማዓልትታት ይክውን።

❖ ተጠቃሚ ኤጀንሲ ዘድሊ ግልጋሎት እንተዘይ ረኺቡ ክፍሊት ክፍፅም አይግደድን።

❖ ኤጀንሲና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

❖ ናይ ብቅዓት ሰርትፊኬት ከቅርብ ዝኽእል።

ታ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብርሳን
1ማንጃ ፍቃድ ናይ ሞተር ሳይክል ምውፃእናይ ሞተር ክልተ እግራብሰብ03

➢ ንተወሳኺሓበሬታ፦ ፕላኔት ሆቴል ፊት ንፊት ኣብ ዝርከብ ናይ ዳይሬክቶሬት ዳ/ር ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 10 ብኣካል 0342406363 /09-14-03-00-69 ምሕታት ይከኣል።።

ጨረታ መደብ

s