ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ስፔርፓርት ንብረት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት : :
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2018
posted: ቅድሚ 10 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ፕ ሮ ፎ ር ማ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ስፔርፓርት ንብረት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት : :
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ ::
2. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ :
3. ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 15/04/201 ዓ/ም -17/04/2018 ዓ/ም ይከውን ::
4. ናይ ፕሮፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 17/4/2018ዓ/ም ልክዕ 4;ዐዐ ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 17/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 4;30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን : :
5. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ
6. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ : :