ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ግልጋሎት ንብት ፅሕፈት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ናይ ናይ መኪና ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 23, 2018 2:35 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይ ዘበን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ምዝጋበ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይዚ ዓመት ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ዲክላሪሽንቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ 22/4/2018 ዓም ክሰብ 11ዕ30 ድሐሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዝ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 3 ወይ እዉን ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳደ ክትጫረቱ ንዕድም

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914732577

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s