ቢሮ ኢኖቬሽን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ ያሪስ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2018 11:25 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 15, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ን2 ግዘ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ኢኖቬሽን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ ያሪስ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር ::
| ተቁ | ዝርዝር ግልጋሎት | Specification | መዓቀኒ | በዝሒ | ነ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ሹ ኪት | 04495-52100 | ሴት | 01 | |||
| 2 | መሪ ሃውሲንግ | 45510-52140 | ብቑፅሪ | 01 | |||
3 | ዲስኮ ፍራስዮን | 31250-12396 | ብቑፅሪ | 01 | |||
4 | ፕሉቶ | 31210-12282 | ብቑፅሪ | 01 | |||
5 | ሪሊዝ ቤሪንግ | 31230-12181 | ብቑዕሪ | 01 | |||
6 | ኦይል ፊልተር | 90915-10003 | ብቑፅሪ | 01 | |||
| 10 | ሆልደር ብራሾ | 28140-70020 | ሴት | 02 |
መተሓሳሰቢ
➢ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
➢ በቲ ሓዱሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል
➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ
➢ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ TN ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኽእል
➢ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/4/2017-13/47/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11፡25ድ ቀትሪ ክተቕርቡ ትኽእሉ፡፡
➢ ሰዓራይ ዝኾነ መቅረባይ ሰዓራይነቱ ምስፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ ከረክብ ዝኽእል
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344 404161 ምድዋል ይከኣል ፡፡
➢ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል