ቢሮ ጥዕና ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 1, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 26, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
ናይ ወርሒ ሕዳር 2018 ዓ/ም ቁፅሪ - 28
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዪ ቑፅሪ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ናይ መኪና ጎማ | 265/70/R17 697 ፍሩይ ጥርሱ | ብቑፅሪ | 03 | ||
እንክተሎም መምርሒ:-
1. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 26/03/2018 ዓ/ም - ዕለት 30/03/2018 ዓ/ም ተመሳሳሊ ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኸፈት::
2. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
3. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብዉሽጢ ሰለስተ ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
4. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
5. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልክታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት