ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ መኪና ከላዉዶ ኣዋዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሕዳር 22, 2018
posted: ቅድሚ 10 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ መኪና ከላዉዶ ኣዋዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

_ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን ቲን ናምበርን ቫትን ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክትሕሓዝ ኣለዎ።

_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት /ቲኦቲ /ዘለዎን ዘይብሉን ምኻኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ።

_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት (ኣቕሓ ) ክህብ ኣለዎ።

_ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሸጉ ክምፅእ ኣለዎ ።

_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 22/03/2018 - 29/03/2018 ዓም ክሳብ ሰዓት 11:00 እዩ ፡፡

_ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት30/03/2018 ሰዓት 3:00 ይኸዉን ።

_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፊል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ ምሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፡፡

_ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ ዐ342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም አብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕ ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይከኣል።

ምስ ሰላምታ

ጨረታ መደብ

s