ቢሮ ኢኖቬሽን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2018 11:25 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 12, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሕዳር 8, 2018
posted: ቅድሚ 11 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ኢኖቬሽን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር ::
| ተቁ | ዝርዝር ግልጋሎት | Specification | መዓቀኒ | በዝሒ | ነ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ቅድሚት ሾክ ኣብዘርበር የማን | 48510-52C30 | ብቑፅሪ | 01 | |||
| 2 | ቅድሚት ሾክ ኣብዘርበር ፀጋም | 48520-52140 | ብቑፅሪ | 01 | |||
| 3 | ፓድ ኪት | 04465-52260 | ሴት | 01 | |||
| 4 | ሹ ኪት | 04495-52100 | ሴት | 01 | |||
| 5 | መሪ ሃውሲንግ | 45510-52140 | ብቑፅሪ | 01 | |||
| 6 | ዲስኮ ፍራስዮን | 31250-12396 | ብቑፅሪ | 01 | |||
| 7 | ፕሉቶ | 31210-12282 | ብቑፅሪ | 01 | |||
| 8 | ሪሊዝ ቤሪንግ | 31230-12181 | ብቑዕሪ | 01 | |||
| 9 | ኦይል ፊልተር | 90915-10003 | ብቑፅሪ | 01 | |||
| 10 | ሆልደር ብራሾ | 28140-70020 | ሴት | 02 |
መተሓሳሰቢ
➢ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
➢ በቲ ሓዱሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል
➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ
➢ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ TN ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኽእል
➢ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/3/2018- 11/3/2018 / ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11፡25ድ/ቀትሪ ክተቕርቡ ትዝእሉ፡፡
➢ ሰዓራይ ዝኾነ መቅረባይ ሰዓራይነቱ ምስፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ ከረክብ ዝኽእል
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344 404161 ምድዋል ይከኣል ፡፡
➢ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል