ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 6, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 19, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 20, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ምካኖምን ናይ መወዳታ ወርሒ ፀብፃብ ዘቅርብን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ መረዳእታ ዘቅርቡን ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገቡን ክኮኑ ይግባእ

3 መከበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ዋጋ ሰንድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረት ካብ 5/3/2017 ዓም ክሳብ 19/3/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ተከታታሊ መዓልቲ መፂእኩም ምዉሳድ ትክእሉ ንዑ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ 19/3/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

6 ቢሮ ዝዕድጎም ኣቅሑት ከከም ኣድላይነቱ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

7 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ኣካል ካብ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ መከበሪ የትሕዝ ከምእዉን ኣብ ዉሽጢ 5 መዓለቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

8 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት በቲ ዝወፀ ዝርዝር መዓቀኒ መሰረት ኦርጅናል ኣቅሓ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣታዊ ይገብር

9 ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ ሰመሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0937023598 0914104089

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s