ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ እስተሽነርታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 4, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 4, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጳጉሜን 4, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
ግልፂ ጨረታ ምልክታ
ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ እስተሽነርታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ስለዝኾነ ፡
• ናይዚ ዓመት ንግድ ፈቃድ ዘሐደሰ።
• VAT/TOT ተመዝጋቢ ዝኾነ
• ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ።
• ናይቲ ጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2% ብሲፒኦ ብምስራሕ አብዝተአሸገ ፖስታ አካቲቱ ከቅርብ አለዎ።
• አብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00(ሚኢቲ ቅርሺ) ብምክፋል ካብ ገንዘብ ቤት ክወስድ ይኽእል።
• እቲ ጨረታ ካብ ጳጉሜን 4/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ መስከረም 4/01/2018 ዓ/ም እስካብ ሰዓት 3፡00 ዝፀንሕ ይኸውን።
• እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት መስከረም 4/13/2018 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኸውን፣ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብዝተረከብሉ ይክፈት።
ንተወሳኪ መብራህርሂ/0914729028
መተሓሳሰቢ
ትካልና ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይም ብምሉእነት ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሐለወ እዩ።