ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዓበይትን ንእሽተይን መኪና ከፀግን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 3, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ነሓሰ 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ሎት ሐደ ናይ ዓበይቲ መኪና ፅገና ሎት ክልተ ናይ ኣናሽተይ መኪና ፅገና አወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ
1 ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፋልቲ ግብሪ ተወሳኪ እሴት ታክስን ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን መረዳገፅን ዘቅርብ
2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕድጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ ግራዉንድ ሐደ 02 ካብ ዕለት 25/12/2017 ዓም ከሳብ 3/1/2018 ዓም ዘይምለስ ንሕድሕዱ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 3/12/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት
4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407375 0914755845