ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ፎቶ ኮፒ ቀለም ክዕድግ ስለዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 2, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 2, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 29, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ፕሮፎርማ ምልከታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ፎቶ ኮፒ ቀለም ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪታረቁዓይነት ዝርዝርመለለይመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
375681ፎቶ ኮፒ ቀለምC-EXV33Pcs50


- ተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።

- እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።

- ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ) ከቕርብ ኣለዋ።

- ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።

- ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 29/11/2017 - 01/12/2017 ዓ/ም ሰዓት 11:00 እዩ።

- ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 02/12/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ሰዓት ይኸውን ።

- ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ

- ብኣካል ምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።

ጨረታ መደብ