ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ማለት እዉን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑትን : ዝተፈላለዩ ሃለቅቲ ኣቅሑት : ኣቅሑት ቢሮን : ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 8, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 8, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሰነ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,700.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1ተጫረቲ እቲ ዝዉገድ ንብረት ዝርከበሉ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብኣካል ብምምፃእ ምርኣይ ዝከኣል ምካኑ ናይቲ ዝዉገድ ንብረት ዋጋ ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ተወዳዳራይ ክታምን ኣድራሻን ክገብር አለዎ

2 በዚ መሰረት ዝዉገድ ንብረት ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ጉጅለ ንብረት ምምሕዳርን ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

3 ጨረታ መከበሪ ማለት እዉን ስፒኦ ዝተፈለጠ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ 6700 ብር ከትሕዝ ዝክእል

4 እዚ ምልክታ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 23/10/2017 ዓም ክሳብ 7/11/2017 ዓም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝዕሸገሉ 8/11/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ጉጅለ ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ይክፈት እነተዘይተረከቡ እዉን እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

5 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዝዉገድ ንብረት ዋጋ ኣታዊ ብምግባር እቲ ንብረት ብመጎዓዝያ ክወስድ ዝክእለ

6 እቲ ቤት ፍርዲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344402420

ጨረታ መደብ