ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 22, 2017 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 22, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሰነ 19, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ፕሮፎርማ ምልከታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪታረቁዓይነት ዝርዝርመለለይመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
371311Nail#12KG60
2Nail#10

Kg

25

3Nail#8KG20


- ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።

- እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።

- ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ) ክህብ ኣለዎ።

- ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሽጉ ክመፅእ ኣለዎ።

- ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 19/10/2017–22/10/2017 ዓ.ም 6፡00 እዩ።

- ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 22/10/2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡00 ድ/ሰ ይኸውን።

- ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።

ጨረታ መደብ