ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መፋቱሕ (Tools Kit) ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 20, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 17, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
ግልፂ ጨረታ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ብዘርፉ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ።
2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን II ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ።
3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. ሻት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ናይ ወርሒ ሚያዝያ ሻት ዲክለሬሽን ክተቕርቡ ትኽእሉ።
5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል።
6. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ የረክቡ፡፡
7. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 17/10/2017 ክሳብ 20/10/2017 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ይኸውን፡፡
8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0344418556 ወይም 0914-752718 ምርካብ ይከአል እዩ።
| ተቁ | ዓይነት ንብረት | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | |||||
| 1 | Plastic paint Broken white color | Gallon | 41 | Kadisco Supper | ||||
| 2 | Teranite skirting 60x10cm | MI | 141.98 | Color to be Selected in Group | ||||
| 3 | Teranite for tread and riser | M2 | 20.09 | |||||