ቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል ቁርዕራዕ ሓፂንን ኣብ ግልጋሎት ዝወዓለ ስባር ዊልቸር ዘገልገለ ቆርቆሮ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 6, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 6, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 30, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
ምልክታ ጨረታ ቁርፅራፅ ሓፂን
ዋኒኑ፣ ቁርፅራፅ ሓፂንን ዘገልገለ ስባር ዊልቸር ኣጫሪትካ ምሻጥ ይምልከት
ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል ቁርዕራዕ ሓፂንን ኣብ ግልጋሎት ዝወዓለ ስባር ዊልቸር ዘገልገለ ቆርቆሮ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ኣብዚ ስራሕ ዝተዋፈርኩም ኣካላት ንምዕዳግን ንምውድዳር ድልየት ዘለኩም መፂእኹም ብኣካል ዜርኩም ብምርኣይ ናይጨረታ መትሐዚ 3000/ሰለስተ ሽሕ ብር/ብምትሓዝ ኣብቲ ዝተቀመጠ ናይ ጨረታ ዕለት ተሳተፍቲ ክትኮኑ ይዕድም።
ኣድራሻ
- ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን
- ጎኒ ኦሜግረሽን ቤት ፅሕፈት
- ፊትንፊት ወረዳ እንደርታ ቤት ፍርዲ
ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ
- ካብ ዕለት30/09/2017- 05/10/2017 ዓ/ም ዘሎ ግዜ እዩ
ናይ ጨረታ ዕለት
- 06/10/2017 ዓ/ም ስዓት 3ተ ናይ ንጉሆ