ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደርያኡ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 2, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 2, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ምልክታ ፕሮፎርማ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመነት ቓላሚኖ (TDA) ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ትራክተር ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
በዚ መሰረት
➢ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲፍቃድ ከቅርብ ዝኽእል።
➢ ግብሪ መኸፈሊ መለለይ ቁፅሪ (T|N)መረዳእታ ከቅር ብ ዝኸእል
➢ እዚ ፕሮፎርማ 02/10/2017 ዓ/ም ቅድሚሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይኸፈት።
➢ ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ ተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እተዩ
➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል ።
➢ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተጋገፀ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝኸእል።
➢ ሕጋዊ ዝኾነ ናይ ቅብሊት ደረሰኝ ከቅ
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ ቁፅሪ ስልኪ 0666149 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።
| ተ.ቁ | ዓይነት ኣቅሓ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መለለዪ /specification/ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ትራክተር ናይ ቅድሚት ጎማ | ቁፅሪ | 03 | 14.9R26 |