ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 30, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 30, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ግንቦት 2017 ዓ/ም/
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፡
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤
ዝርዝር ዓይነት ንብረት
| ተቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት ግልጋሎት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| ቢሾፍቱ ዳብል ካፕ | ||||||
| 1 | ባሌስትራ ብሪማ/first | ቢሾፍቱ ዳብል ካፕ | ብቁፅሪ | 2 | ||
| 2 | ባሌስትራ ሴኬንድ second | ቢሾፍቱ ዳብል ካፕ | ብቁዕሪ | 2 | ||
| 3 | ድሕሪት ፍራቻ የማን ፀጋም | ቢሾፍቱ ዳብል ካፕ | ብቁፅሪ | 2 | ||
| 4 | መዉረዲ መደየቢ ኤሌክትሪክ /windo swich | ቢሾፍቱ ዳብል ካፕ | ሴት | 01 | ||
| 5 | ኣስካርታ ጎማ መትሓዚ ሰንሰለት | ቢሾፍቱ ዳብል ካፕ | ሴት | 01 | ||
| 6 | ኖዝል ኢንጀክተር | 23670-09380 | ብቁፅሪ | 04 | ||
| 7 | ብሬክ ፖስተር | 44610-09820 | ብቁፅሪ | 01 | ||
እንክተሎም መምርሒ-
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 27/09/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 29/9/2017 ዓ/ም 10፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኸፈት:
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል፧
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት