ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2008 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጉንበት 30, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 20 ብር ብምክፋል ትከል ዘደላዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክተቅርቡ ንዕድም
1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::
2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::
3 ቫት ተመዘጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክኽዉን አለዎ::
4 ጨረታ መኽበሪ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ 2% ከትሕዙ ዝኽእል
5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ 10% ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብ ዝተአሰረ አብ ዉሸጢ 15 መዓልቲ አጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ
6 መቅረባይ ከይፈፀሞ ካብ ዝተረፈ ጠቅላላ ናይቲ ዉዕሊ ዋጋ በብመዓልቱ 0.1% ወይ 1/100 ቅፅዓት ዝክፈል ምካኑ ፈሊጡ ብእዋኑ ከእቱ ይገብር
7 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 29/9/ 2008 ከሳብ 13/10/ 2008 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::
8 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉÂ ዝተሐለወ እዩ::
- Â ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344418556Â ወይምÂ 0914786075 ምርካብ ይካአልÂ እዩ::